“…ቅድሚሕጂብዙሕግጉይዝኾነሓበሬታታትብዛዕባኣመዓባብላናይቲውድብኣሎ።ስለዚእንተደኣሓንጎልናበዚሓሳባት’ዚተዘሪዑ፤ንዝኾነይኹንቅኑዕሓበሬታ’ውንእንተኾነብድሕሪኡዝመጽእተቐባልነትኣይክንህቦንኢናማለት’ዩ” ቃል ተስፋይ ተምነዎ ኣብ መበል 12 ክፋል መበል 9ይ ደቒቕ ካብ ዝተወስደ ጥቕሲ ኢዩ። ‘ሳግላ ብላዕ፤ ግን ከኣ ኣይትቕላዕ!!’ ዝበሃል ከምዚ ኢዩ።
ከም ኣካል ምህናጽ ገዚፍ ኩለ መደያዊ መራኸቢ ሓፋሽ ወጋሕታ ሳሊና መርበብ ሓበሬታ ሳሊና’ውን ምዕብልትን ቅልጥፍትን ኮይና ንኹሎም በጻሕታ ብቐሊሉ ንክተተኣናግድ ብምሕሳብ ንንውሕ ዝበሉ ኣዋርሕ ኣብ ዳግመ ምትዕርራይ ምጽናሓ ይዝከር።
ኣብ ፍጹም ዓቕሊ ጽበታዊ ጭንቀት ተሸሚሙ ካብ ህዝብናን ዓለምን ዝተገለለ ውልፎ ኩናት መላኺ ኢሳይያስ ምስ መንግስቲ የመን ኣብ ምልምላምን ምቅብጣርን ብምእታው ኣብ ኵናት ንዝተማረኹ ወተሃደራቱ ክምለሰሉን ንሱ ብወገኑ ኣብ ዝተፈላላየ እዋን ንዝጭወዮም የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ንክሰዶም ኣብ ምሽምጋል ከምዝርከብ ካብ ውሽጢ ዝመጸና ሓበሬታ ኣረጋጊጹ::
ንኩለእንተናዊ ኣተሃላልዋ ጥፉሽ ጉጅለ ኢሳይያስ ብቐረባ ዝተዓዘቡ ምሁራትን ፖለቲከኛታትን ሃገርና ዕድመ ስልጣን ኢሳይያስ ብዝሓዝናዮ ዓመት’ዶ ዋላስ ቐጻሊ ብነብዕሎ በዓል ናጽነትና’ዩ ዝግመት ኣብ ዝብል እምበር ካብኡ ዝዘለለ ግምት ኣይህብዎን ዘለዉ ዋላ ብመዳይ ዲፕሎማሲ እውን ተኾነ ምስሓንቲ ሃገር ዓለምና
ቅድሚ 1 ወርሒ ኣቢሎም ካብ ሱዳን ዝተበገሱ 13 ደቐንስትዮ ዝርከብኦም 94 ኤርትራውያን ስደተኛታት እጅላብያ ኣብ ዝባሃል ቦታ ብሚሊሻ እቲ ከባቢ ተታሒዞም ብምህላዎም ትካላት ስደተኛታት ቅልጡፍ ሓገዝ ክገብራሎም ናብ ሬድዮ ኤረና ቴሌፎን ብምድዋል ሓቢሮም።
ዎርልድዎች ሞኒተር ዝተባህለ ኣህጉራዊ ትካል ኣብ ዝዘርገሖ ጸብጻብ ኣብ ኤርትራ ብስርዓት ህግደፍ ዝግበር ግህሰት ሃይማኖታዊ መሰላት ኣብ ዝበኣሰ ደረጃ በጺሑ’ሎ።
መንበር አልሒዋር ኣልወጠኒ ኤርትሪ ( ኤርትራዊ ሃገራዊ ፎርም ንዘተ) ናይ ዓረበኛ መራኸቢ ብዙሓን (ፓልቶክ)፡ ንኣሰናዳዊ ጋዜጣ ኣድማስ ነበር ከምኡውን ካብ ምክትል ኣቦ-ወንበርነት ማሕበር መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር ዝተሰናበተ መንእሰይ
يستضيف حركة الشباب الإرتري للتغيير بالمملكة المتحدة المناضل/ أحمد محمد ناصر لتسليط الضوء عن الوضع الداخلي والواقع السياسي لقوى المعارضة الإرترية
ምንቅስቃስ ኤርትራዊ መንእሰይ ንለውጢ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ብዛዕባ ህለው ኩነታት ሃገርናን ሓፈሻዊ ምዕባሌ ሸነኽ ደምበ ተቃውሞ ኤርትራን መግለጺ ንምሃብ ተጋዳላይ ኣሕመድ ማሓመድ ናስር
ጉዱሳት ዜጋታትና ናብ ፖሊስ ሽወደን ከቕርቡዎ ካብ ዝጸንሑ ጥርዓን ብምብጋስ ኣኽባር ሕጊ ሽወደን ነዚ ጉዳይ ብዕቱብ ይከታተሎ ከምዘሎ ካብቲ ቦታ ዝመጸና ዜና ሓቢሩ።
‘…ኣይትመካሕ በዓል ኣሓ ሰነ ኣላ ብነዋሓ!” ወርሒ ሰነ 2013 ኣትያ፤ ኣብ እግሪ ጅግና ወዲ ዓሊ ዝተቐብረ ጓህሪ፣ ፈኸም ይብል ኣሎ። ስለዚ መደምደምታ ጎልያድ ይቀራረብ ኣሎ! እዚ ናይ ታሪኽ ዕዮ ገዛ ኢዩ። “ካብ ተጸናጸንቲ እከይ ተግባራት ወያነ”፤ እዚ ጽሑፍ’ዚ ቅድሚ ናብ ወብ ሳይት ምዝርግሑ፣ ርእይቶ ህግደፍ ንምፍላጥ ናብ ማ/ቤ/ጽ ኣስመራ ተላኢኹ ነይሩ ኢዩ።
Page 1 of 48